ኣብ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት ርክብ ህዝቢ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ዝተፈላለዩ ሕትመታት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ቤት ትልምን ፋይናንስን

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉዕለት ጀሚሩ ክሳብ 26/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 11:30 ድ/ቀትሪ

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 30/04/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-405123/ ምድዋል ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo