ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ካብ ዕለት 24/04/2011 ክሳብ 26/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ይኸውን።

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26/04/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድ/ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:10 ኣብ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-411794/95 ምድዋል ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo