ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ናይ መኪና ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ካብ ዕለት 23/04/2011 ክሳብ 25/04/2011

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26/04/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ቅ/ሰዓት ይኸውን።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-417910 ምድዋል ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo