ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ ናይ ፊልዲ መሳርሕታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ካብ ዕለት 23/04/2011 ክሳብ 26/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 10:00 ድ/ሰዓት ክተቅርቡ ትኽእሉ።

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26/04/2011ዓ/ም ሰዓት 10:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 10:30 ኣብ ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረኸብዎ ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416122ምድዋል ይከኣል።           

                                                                 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo