ቢሮ ሃፍቲ ማይ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይ

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ካብ ዕለት 23/04/2011 ክሳብ 26/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድ/ሰዓት ክተቅርቡ ትኽእሉ።

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26/04/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 9:10 ኣብ ነባር ቢሮ ሃፍቲ ማይ ክልል ትግራይ ኣብ ከ/ምምሕዳር በዓይደር 03  ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-411794/95 ምድዋል ይከኣል።       

                                                                 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo