ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ፈሳስን ከተማ ሰቲት ሑመራ ካብዚ ቐፂሎም ብዝርዝር ዝተገለፁ ንብረታት ሞተር ሳይክል ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ ሰቲት ሑመራ

1 ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 24/04/2011ዓ/ም ንጎሆ ሰዓት4:00 ንክተቅርቡ ነተሓሳስብ።

 ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-481963/ 0975-489306

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo