ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዱስትርን ክልል ትግራይ

1ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት19/04/2011ዓ/ም ክሳብ 22/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4:30 እቲ ጨረታ ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-400129 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo