ኮሌጅ ቴክኔክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ንኮሌጅና ግልጋሎት ዝህቡ ናይ ሕትመት ክንዕድግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም

1 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 18/04/2011ዓ/ም ዝወዳደሩሉ ዋጋ መሊኦም ክሳብ ዕለት 22/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ፕሮፎርማ ምውሳድ ይከኣል።

2 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 22/04/2011ዓ/ም ሰዓት 9:10 ንጉሆ እቲ ፕሮፎሮማ ይኽፈት።

 ብስ.ቁፅሪ 0347-730211/09-20256876 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo