ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ፣ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ

1 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 18/04/2011ዓ/ም ዝወዳደሩሉ ዋጋ መሊኦም ክሳብ ዕለት 22/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 11:30 ፕሮፎርማ ምውሳድ ይከኣል።

2 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 23/04/2011ዓ/ም ሰዓት 4:30 ንጉሆ እቲ ፕሮፎረማ ይኽፈት።  

 ብስ.ቁፅሪ 0342-406380 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo