ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ማሕበር ልምዓት ትግራይ

ተ.ቁ

ዓይነት ኣቅሓ

መዐቀኒ

በዝሒ

መብርሂ

1

ኮንፈርት

ሴት

01

ሃርድ ቶፕ

2

መረጋገፂ

ሴት

01

HZJ76L-RKMRS

3

ወልፊት

ሴት

05

4

ዳሽ ቦርድ ቅብዓት

ቁፅሪ

02

5

ንፋስ መከላኸሊ

ቁፅሪ

04

6

ናይ መኪና ሽቶ

ቁፅሪ

02

7

መሪ መሸፈኒ (መሪ ከቨር) ሌዘር

ቁፅሪ

01

8

ብርጅ ስቶን ጎማ 7.50*16M755

ቁፅሪ

05

ምስ ፍላፑንካላማደሪያ

1 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 17/04/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 25/04/2011ዓ/ም

2 እዚ ጨረታ ዕለት 19/04/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-406944  ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo