ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ፍረወይኒ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት kayno- KN200G1/2 ንብረታት ብፕሮፎርማ ዕዳጋ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ።

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ፍረወይኒ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 16/04/2011 ክሳብ 23/04/2011ዓ/ም ድ/ሰዓት 11:30 ካብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ፍረወይኒ ምውሳድ ዝኽእል፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 23/04/2011ዓ/ም ድ/ሰዓት 11:30 ተዓፅዩ 24/04/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይኽፈት።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo