ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ናይ ዝተፈላለዩ ናይ ባይቶና መፅሓፍቲ ከሐትም ብጨረታ ካብ ሕጋውያን መቅረብቲ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ብምእሳር ክገዝእን ከሐትምን ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ቤት ምክር ክልል ትግራይ

 ክተማልእዎም ዝግብኡ ረቋሕታት

1  ብዘፈር ንግድኹም ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክሲ ዝተመዝገብኩም ፣ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለኩም፣ ናይ ወርሒ ሕዳር 2011 ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድክምሉ፣ ኣብ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገብኩም መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

2 መከበሪ ጨረታ( ቢድ ቦንድ)  ሰነድ 5000.00 ቅርሺ እተቅርቡ፤

3 ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30.00 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ዳ /ዕ/ ፋን/ ምም/ ንብ/ ቢሮ ቁፅሪ 8 ምዉሳድ ትክእሉ።

4 እቲ ጨረታ ካብ 17/04/2011 ዓ/ም ክሳብ 01/04/2011 ዓ/ም ኣብ አየር ዝፀንሕ ኮይኑ 01/04/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ይክፈት።

 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344-416570/0342-410117

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo