ኤጀንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ዓይነት መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኤጀንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከሎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንዳሰትሪ ክልል ትግራይ

1 ተወዳደርቲ መረዳእታኹም ፎቶ ኮፒ ገይርኩም ዋጋ መሊእኹም ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምትሕሓዝ ካብ ዕለት 15/04/2011 ዓ/ም ክሳብ 17/04/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 አብ ዘሎ ግዜ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-400009 ምድዋል ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo