ማሕበራዊረዲኤትትግራይ/ማረት/ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትድሊ :: ስለዚክጫረቱ ዝደሊዩ ተጫረቲ በዚቀፂሉ ተዘርዚሩብዘሎመሰረት ክወዳደሩ ዝክእሉምኻኖምንሕብር::

ማሕበር ረዲኤት ትግራይ

                    ናይ ጨረታ ምልክታ

 

ማሕበራዊረዲኤትትግራይ/ማረት/  ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትድሊ  :: ስለዚክጫረቱ  ዝደሊዩ ተጫረቲ በዚቀፂሉ ተዘርዚሩብዘሎመሰረት ክወዳደሩ ዝክእሉምኻኖምንሕብር::

1 ናይ 2007 ዓ/ምዝተሐደሰንግዲፍቃድዘለዎምተጫራቲካብቢሮቁፅሪ 613 / 30.00 / ቅረሺከፊሎምናይጨረታዶክመንትክወስዱይክእሉ::

2 ተጫረቲቫትዝተመዝገብሉናይቫትሴርቲፍኬትንናይወርሓዊዲክለር ናይታክሲከፋልነት ቲን ዝተመዝገበኩምምካንኩምመረጋገፂክተቅርቡይግባዕፎቶኮፒንኦርጅናልንከቅርቡአለዎም::

3 ተጫረቲካብዘቅረብዎጠቅላላዋጋ 2% /ክልተካብሚኢቲ/ ናይጨረታ ውሕስና መከበሪ ቢድቦንድ ሕጋዊነቱ ብዝተረጋገጸስፒኦጥራሕከትሕዙአለዎም::ጥረገነዘብምትሓዝአይፍቀድን::

4 ተጫረቲዝጫረትሉሰነድብዝተአሸገፖስታእዚጨረታምልክታካብዝወፅሉዕለትጀሚሩክሳብ 28/12/2007 ዓ/ምሰዓትሓሙሸት /5:00 / ናብማረትቤትፅሕፈትኩሉጊዜ አብስራሕ ሰዓት እናመፁሰነድጨረታኦምኸቅርቡይክእሉ::

5  ጨረታዝክፈተሉዕለት 28/12/2007 ዓ/ምሰዓት 9:00 አብማረትቤት ፅሕፈት ተጫረቲወይ ከዓሕጋዊወኪሎምአብዝርከብሉእዩ::

6 እቲዝተቁሃበበዝሒገፅናይጨረታሰነድገገንፂልካ ምትራፍኣይፍቀድንእቲ ዝመላእኩምዎ ጨረታሰነድቁቡልከምዘይንገብሮ ነፍልጥ:

7 ሕድሕድገፅማሕተምዕለትክሕልዎ አለዎከምኡድማናይጨረታሰነድዝተማልዕዎ ዋጋስርዝ ድልዝዘለዎእንተኮይኑተቀባልነትየብሉን::

8 አቲድርጅትዝሓሸአማረፂእንተረኪቡነቲጨረታ ብሙሉእኮነ ብክፋልናይምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወእዩ::

 

 

 

 

 

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo