ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ናይ ዝተፈላለዩ ሞዴል መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ

1 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 12/4/2011 ዓም ክሳብ 17/4/2011 ዓም ሰዓት 9:00 ኣብ ዘሎ ግዘ ምቅራብ ይክእሉ

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/4/2011 ዓም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 9:10 ነባር ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ ክ/ምምሕዳር ዓይደር 03 ዝርከብ ይክፈት

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo