ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ መኪና ጎማ ክትዕድግ ይደሊ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ

1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፈቓድ ዘለዎምን ናይ 2011 ዓ/ም ንግዲ ፈቃድ ዘሐደሱን

2 ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 20 ክዕድግ ዝክእል
3 ናይ ዝኣትዉ ዋጋ 2% ብ CPO ከትሕዝ ዝኽእል

4 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝዕደግሉ ካብ ዕለት 12/4/2011 ዓ/ም እስካብ 22/4/2011 ዓ/ም ይኸዉን

5 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸግ ዕለት 22/4/2011 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 6:00 ኾይኑ ዝኽፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 22/4/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ዝክፈት ይኸዉን

6 VAT ተመዝገብቲ ዝኾኑ

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo