ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሰቦ ህንፃ መሳርሒ: ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮኒክስ : ቤተ ንባብ : ስፖርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

2ይ ብርኪን መሰናድኦን ቤት ትምህርቲ መሰቦ
  • 1 እቲ ፕሮፎርማ ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 12/4/2011 ዓም ክሳብ 16/4/2011 ሰዓት 4:00 ይከዉን
  • 2 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 16/4/2011 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ዕለት ሰዓት 5:00 ይክፈት

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo