ቢሮልምዓትከተማንንግድንኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ኣብ 2008 ዓ/ም በጀትዓመት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩክዕድግ ይደሊ :: ስለዚኣብዚጨረታክትወዳደሩእትደልዩነጋዶዝስዕብረቆሓታትክተማልኡይግባእ::

ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዱስትርን ክልል ትግራይ

ምልክታ  ግልፂ ጨረታ 

ቢሮልምዓትከተማንንግድንኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ኣብ 2008 ዓ/ም በጀትዓመት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩክዕድግ ይደሊ :: ስለዚኣብዚጨረታክትወዳደሩእትደልዩነጋዶዝስዕብረቆሓታትክተማልኡይግባእ::

  1. ናይ2007 ዓ/ም በቲ ዘርፊ ዝተሓደስንግዲፍቃድክተቅረቡእትክእሉ  ::
  2. ናይግብሪከፋላይመለለይቑፅሪዝተመዝገብኩምን Tin  ሰርቲፊኬትክተቅርቡ እትክእሉ::
  3. ቫተ ሰርቲፌኬትን ዘለኩምን ናይወርሒ ሰነ 2007 ዓ/ም ዲክለርዝገበርክምሉ መረዳእታ እተቅረቡ::
  4. ናይ2007 ዓ/ምዝተሐደሰናይመቅረባይነትሰርትፈኬትእተቕርቡ እትክእሉ::
  5. ጨረታ ሰዓርቲ እንተኸይንኩም ካብ ዝአሰርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ መኽበሪ ዉዕሊ ብምሓዝ ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክትኣስሩ ትክእሉ::
  6. አሸኒፍኩም ዉዕሊ ካብ ዝአሰርኩምዎ ዕለት ጀሚሩኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብናይ ባዕልኸኩም መጎዓዝያ ናብ ቢሮና ክተቅርቡ እትኽእሉ
  7. መወዳደሪደኩመንትስርዝድልዝዘይብሉሽምንኣድራሻንዘለዎናይቲትካልማህተምፌርማንክህልዎይግባእ::
  8. ተጫረትቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮልምዓት ከተማን ንግድንኢንድስትሪን  ክልል ትግራይ ከይዲ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ኮምፕሌክስ ህንፃ 1 ደብሪ ቁፅሪ 49 ዘይምለስ  30.00 /ሰላሳ ብር / ብምግዛእ ካብ 08/12/2007ዓ/ም ክሳብ22/12/2007 ሰዓት 9:00 ኣታዊ ምግባር ትክእሉ::
  9. ተጫረትቲናይጨረታዉሕስናምክባርብር5000.00 /ሐሙሽተ ሽሕ/ብርብ CPO ከትሕዙእትክእሉ::
  10. እቲጨረታዕለት22/12/2007 ዓ/ምልክዕሰዓት9:00 ተዓፂዩብተመሳሳሊዕለትሰዓት 9:30ኣብቢሮልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ከይዲስራሕ ዕዳጋንፋይናንስን ንብረትምምሕዳርን ኣብ ኮምፕሌክስ  1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 49 ተጫረትቲወይሕጋዊወከልቶምኣብዘለዉሉ ይክፈት::
  11. ቢሮናዝሐሸመማረፂእንተረኪቡብሙሉእኮነብክፋልናይምስራዝመሰሉዝትሐለወእዩ::
  • ንተወሳኪሐበሬታብስልኪቑፅሪ0344418589 / 408973 ደዊልኩም ክትረክቡና ትኽእሉ ምካንኩም ንሕብር ::

 

 

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo