መቐለ ቀደማይ ወያነ ገዛ ስራሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ኣብ ዝስርሖ ዘመናዊ ማእከል ዕደጋ ኣብ ዘሎ ብሎክ ዝርከብ ዲች ንምስራሕ ስለዝደለና በዚ ናይ ኮንስትራክሽን ስራሕ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ቲንን ዘለኩም ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ስራሕቲ ማለት

መቐለ ቐዳማይ ወያነ ገዛ ስራሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበር

1 ዝፈረሰ መንደቅ በእምኒን ስሚንቶን እንተጎደለ እምኒ ኣማሊእካ ምፅጋን በዓል

2 ናይ መሬት ቢም መጠኑ 40*20 ሰንቲ ሜትር ንዉሓቱ 82 ሜትር ዝኮን ቴንዲኖ በዓል 12 ሚ ሜትር ከምእዉን ስታፍ በዓል 6 ሚ ሜትር  ርሕቀት ቆሪፅካ ብምእሳር ፍሬም ወርክ ኣሺግካ ኮንክሪት ምምላዕ ዓይነት ኮንክሪት ረሽዩ ር-20 (320 KG) ኪሎ ግራም ንሜትር ኩብ ኮይኑ ብሜትር ሊንያ

3 ኣብቲ ዲች ዝርከብ ግሪል ሓፂን ዝጎበጠን ዝተጨፍለቐን ኣቃኒዕካ ኣብ ቦትኡ ምግጣም

4 ናይዚ ስራሕ ዘድሊ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቅሑት ተንዲኖ ስታፋ ስሚንቶ ሐሸዋን ጠጠርን ካልኦት ኣድለይቲ ዝበሃሉ ኣቅሑትን ናይ ሰብ ሓይሊን ብምምላእ ብፅሬትን ኣብ ሓፂር ጊዜ ሰሪሑ ከረክብ ዝክእል ይግባእ

5 ነዚ ስራሕ ንምስራሕ ብቐዳምነት ብግንባር ቐሪቡ ክረኣ ይግባእ

6 ናይ ጨረታ መክበሪ ዉሕስና ብር 3000 ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ብስፕኦ ከትሕዝ ይግባእ

7 በዚ ናይ ስራሕ ሞያ ኣብ መንግስታዊን ናይ ዉልቀን ትካላት ዝሰርሕሉ ናይ ስራሕ አፈፃፅማ ብቅዓት መረዳእታን ንግዲ ፍቃድን ቲንን ቫት ምስ ዋጋ መቅረቢ ተታሓሒዙ ይቀረብ

8 እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 12/4/2011 ዓም ጀሚሩ ክሳብ ታሕሳስ 22/2011 ኣብ ዘሎ ጊዜ ዝተስርሓሉ ዋጋ ብስፒኦ ዓሺግኩም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ብሎክ ረ 3ይ ደብሪ ገዛ ቁፅሪ 307 ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትዉ ይግባእ

9 ጨረታ ዝክፈተሉ ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ታሕሳስ 22/2011 ሰዓት 10:30 ተዓፅዩ ሰዓት 11:00 ድሐሪ ቀትሪ ይክፈት

10 ቤት ፅሕፈትና እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

11 ንተወሳኪ ሐበሬታ ቁፅሪ ስልኪ 0344415316

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo