ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ በርጅስተን ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 11/04/2011ዓ/ም ክሳብ 15/04/2011ዓ/ም ይፀንሕ

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 11/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404417 ምድዋል ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo