ቢሮ ፍትሒ ክልልትግራይ ኣብ 2008 ዓ/ም በጀትዓመት 1ይዙር ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ብምድብ መቒሉ ማለት እዉን

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ

ምልክታግልፂጨረታቑፅሪ

ቢሮ ፍትሒ ክልልትግራይ ኣብ 2008 ዓ/ም በጀትዓመት 1ዙር ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ብምድብ መቒሉ ማለት እዉን

ምድብ-1  /LOT -1 : - ኣቑሑት መሳርሒ ፅሕፈት ን አናእሽተይ ቀወምቲ ንብረትን

ምድብ- 2    /LOT -2 : -  መለዋወጢ አቁሑት መኪና ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩክዕድግይደሊ ስለዚ

1 በቲዘርፊናይዘመኑዝተሐደሰሕጋዊንግዲፍቓድሓደ ኣርጅናልን  ሓደኮፒን ከቅርብዝኽእል::

2 ናይግብሪከፋላይመለለይ TIN ቑፅሪ ሰርተፊኬት ሓደ ኣርጅናልን ሓደ ኮፒንከቅርብዝኽእል::

3  ንተወሳኪእሴትታክሲዝተመዝገበ  VAT ምዝገባ ሰርቲፊኬትን ናይ ሰነ  2008 ዓ/ም  VAT ድክላሬሽንሓደ ኣርጅናልን ሓደኮፒን ከቅርብዝኽእል:;

4 በቲዘርፊናይመቕረባይነትዝተመዝገበምኻኑናይዘመኑዝተሐደሰንስኽርወረቐትሓደ ኣርጅናልንኮፒ ከቅርብ ዝኽእል::

5 ኣብቲጨረታሰዓራይዝኮነተወዳደደሪዝሰዓሮንብረትዉዕሊካብዝኣሰረሉዕለትጀሚሩ ንክልቲኡ ምድብ  ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቢሮና ንብረት ክፍሊ በቲ ዝተሓተተ ፅሬትን መጠንን ከቅርብ ይግበእ::

6  ናይመወዳደሪ ደኩሜንተ ስርዝድልዝዘይብሉናይቲትካልሽምንኣድራሻንማህተምንፌርማንዘለዎ ክኸዉንይግባእ::

7 ተጫረቲንዝተዳለወዝርዝርመምረሒጨረታንሰነድነጨረታን ምድብ- 1 /LOT -1/  ምድብ- 2 /LOT -2/ ን ንዘለዉ ዝርዝር ንብረታት ንሕድሕድ ሰነድ ዘይምለስ ብር 40. 00  /ኣርብዓ ብር/ጥራሕ እናኸፈለ ካበቢሮናደጋፊከይዲ ስራሕፍትሒክልልትግራይ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ርንቢሮቑፅሪ  317  ካብ  14 /12 /2007 ዓ/ም ክሳብ  28/ 12 /2008 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዚያት ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ብኣካል ብምቅራብ ሰነድጨረታ ገዚኡ ክወዳደር ይክእል::

8 ተጫረቲናይጨረታዉሕስናመኽበሪንሕድሕድሰነድጨረታብር  3000.00 /ሰለስተሽሕብር / ጥራሕ ብሽምቢ ሮፍትሒክልልትግራይ  /Bureau of Justice/ ብ  CPO  ወይብስርቲፋይድ ቼክዉይ ድማ ብጥረ ገንዝብናብዝተዳለወ ናይ ቢሮና ጨረታ ሳንዱቅ ወይድማጨረታ ቅደሚምክፋቱ ከቅርብ ዝኽእል::

9  እቲጨረታዕለት  28 /12 /2007  ዓ/ም ልክዕ ሰዓት  3:30 ቅድሚ ሰዓትተዓፅዩበቲዕለትሰዓት  4:00  ቅድሚ ሰዓት ኣብቢሮፍትሒክልልትገራይ ከይዲስራሕዕዳጋፋይናንስንንብረት ምምሕዳርን ቢሮቑፅሪ 317ተጫረቲወይሕጋዊወከልቶምኣበዘለዉሉይኽፈት::

10 ቢሮናነቲጨረታዝሐሸመማረፂእነተረኪቡብሙሉእይኹንብኽፋልናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ::

11 እቲጨረታምስተከፈተቢሮናናይቲዝግዛእንብረትመጠንክሳብ  20 %  ክቅንስክዉስክይክእልእዩ::

12  ሰዓራይእቲዘቕርቦንብረትብበዓልሞያተፈቲሹትክክለኛነቱምስተረጋገፀጥራሕኣታዊይኸዉን::

13  ንዝበለፀሓበሬታብቴሌፎንቑፅሪ  0344408714  ደዊልካምሕታት ይከኣል::

 

 

 

 

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo