ቤት ፅሕፈትና ጥምረት ኤች ኣይ ቪ ፖዘቲቭስ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ Registration Book ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ጥምረት ኤች አይ ቪ ፖዘቲቭስ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ትግራይ
  • · A3 Size በዝሒ 9  150ገፅ ዘለዎ (መዝገብ)
  • · A2 Size በዝሒ 14  150 ገፅ ዘለዎ (መዝገብ)

1 ኣብ ቤት ፅሕፈትና ብምቅራብ ናይ መወዳደሪ ሰነድ ብምዉሳድ ክትወዳደሩ ከምትክእሉ ክንሕብር ንፈቱ

2 ተጫረቲ ትካላት ነቲ ኣቅሓ ዝወፀ ስፔስፊኬሽን ኣብ ቤት ፅሕፈትና ሴክ/ካሸር ክወስዱ አለዎም

3 ናይ 2010 ዓም ግብሪ ዝተከፈሎ ሕገዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ ከቅርቡ አለዎም

4 ናይ ሰነድ ጨረታኦም ዋጋ ብሰምዒ ብዝትዓሸገ ኤንቨሎፕ እዚ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 28/12/2018 ኣፈ ቅድሚ ሰዓት እናመፃእኩም ከቅርብ ይክእል

5 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 28/12/2018 ኣፈ ሰዓት 9:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይድማ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይከዉን

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስቁ 0344415343/0914750648

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo