ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ መደበኛ በጀት ን2010 ዓም በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበልና በጀት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ኣቅሑት :ናይ መኪና ጎማ :ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይደሊ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ
  • 1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ኮይኖም ናይ 2010 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ  ፍቓዶ መረዳአታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
  • 2 መለለይ ቁፅሪ ቲን/TIN/ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
  • 3 ተወሳኺ እሴት ታክሲ /VAT/ ዝተመዝገቡን መረደእታ ከቕርቡ ዝኽእሉን::
  • 4 ኣብ ዝርዝር መቅረባይነት ዝተመዝገቡ ዝተሐደሰ መታወቂያ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
  • 5 ወርሓዊ ዲክላሬስን ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2011 ዓ/ም ከቕርቡ ዝክእሉን::
  • 6 ተጫረቲ ዘይምለስ ብር 30 ብምክፍል ሰነድ ጨረታ ካብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ዕደጋ ክፍሊ ምዉሳድ ይክእሉ
  • 7 ተጫራታይ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘወፀኦ ዝርዝር ወፃኢ ምቕራብ ኣይከአልን
  • 8  ተጫረቲ ኣብ ዋጋ መወዳደሪ ዝቀረበሎም ሰንጠረዥ ሽምን ክታም ኣድራሻን ማህተምን ብዘይ ምንም ስርዝ ድልዝ ከስፍሩ አለዎም::
  • 9  ጨረታ ዝወፀሉ /ዝቃለሐሉ/ ዕለት 10/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 2:30 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 25/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ዝኽፈተሉ ዕለት 25/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ይከዉን
  • 10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ጨረታ ናይ  ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  • 11 ኣድራሻና ጥቃ ቐዳማይ ብርኪ ሃፅይ ዩዋሃንስ ቤት ትምህርቲ ብኣካል ብምቅራብ ክወስዱ ይክእሉ

  ንተወሳኺ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344402420 ብምድዋል ምሕታት ይኽእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo