ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ግሪደር ፅገና ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ክነፀግን ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ካብ 10/04/11 ክሳብ 12/04/2011ዓ/ም ሰዓት 11:00

2 እዚ ጨረታ 15/04/2011 ዓ/ም 10:00 ይኽፈት።                

ንተወሳኺ ሓበሬታ  ብስ.ቁፅሪ 0342-408757 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo