ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ንተምሃሮ ቀለብ ፓስታ፣ ማኮረኒ፣ ሩዝ፣ ማልማላታ፣ ኣስሊ ቲማቲም ወ.ዘ.ተ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቃላሚኖ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ

1 መኸበሪ ጨረታ 5000.00 ሽሕ ቅርሺ ንጨረታ ሰነድ 20.00 እናኸፈልካ ምውሳድ ይከኣል።

2 እዚ ፕሮፎርማ 20/04/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ኣዳራሽ ቃላሚኖ ቤት ትምህርቲ ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፀሪ 0345-599841 ደዊልካ ምሕታት

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo