ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ንቤት ማዘጋጃ ከተማ ኣላማጣ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ቶታል እስቴሽንን ዋኪ ቶኪን ብናይ ማዘጋጃ ቤት ውሽጢ ኣታዊ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ

1 በዚ ዘፈር ናይዚ ዘመን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል፤

2 መቅረባይነት መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል     

3 ተወሳኺ እሴት ታክስ ተመዝጋብን ናይ ተወሳኺ እሴት ታክስ ወረቀት ምስክር ዘለዎን ፤መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግበሪ ዘለኩም

4 ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል፤

5 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምኽፋል ዝምልክታ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ጥራሕ ኣብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ሰነድ ጨረታ ምውሳድ ይከኣል፤

6 ሰዓራይ ዝኾነ ተጫራቲ ዝሰላሮ ንብረት በናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ከረክብ ኣለዎ።

7 እቲ ጨረታ 11/04/2011 ዓ/ም-26/04/2011ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ሳንዱቅ ጨረታ 26/04/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ሰዓት 4:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ይክፈት።

8 ቤት ዕዩና ነቲ ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ኮነ ብከፊል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ።

9 ተጨረቲ ንመኸበሪ ጨረታ 15000.00 ሽሕ ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ቼክ ከትሕዙ ዝኽእሉ።

10 ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምግባር ዋናን ቅዳሕን ብዝብል መፍለይ ብፅሑፍ ብምግባር ክሳብ ዕለት 26/04/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ምግባር ይከኣል።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0347-740003/ 0974-580453/0914-169925ብምድዋል ምሕታት ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo