ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ናይ መኪና ጌጣጌጥ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ

1 ምልክታ ፕሮፎርማ ዝምልከት ንግዲ ፍቃድ ዝተሓደሰን ናይ መቅረባይነት ሰርቲፊኬት ቲን ቁፅሪ ዘቅርብ፤

2 ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት 09/04/2011 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 12/04/2011 ሰዓት 8:00 ምእታው ይከኣል። 12/04/2011ዓ/ም ሰዓት 8:45 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።

3 ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-403477/0344-408299 ምድዋል ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo