ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2011 በጀት ዓመት ዘድሊ ናይ ፕሪንተር ቀለም ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኤንተርፕራይዝ መፅናዕቲን ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለይ ቁፅሪ

መዐቀኒ

በዝሒ

ነ/ዋጋ

ጠ/ዋጋ

መብርሂ

ብር

ሳን

ብር

ሳን

1

Printer MFC-13520 Brother ink

LC 563

M=Magneta

C=Cyane

Y=Yellow

BK=Black

Set

20

Grand Total

Exp date 2018

1 ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት 09/04/2011 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 12/04/2011 ሰዓት 4:00 ምእታው ይከኣል። 12/04/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።

2 ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-418556 ምድዋል ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo