ኤጀንሲ ልምዓት ምምሕዳር አባይቲ ክልል ትግራይ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቅሑት ክዕድግ ይደሊ።

ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ

ሰለዚ ነዞም ኣቅሑት ክትቅርቡ ትክእሉ ትካላት ምልካታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣትሒዙ ክሳብ 12/4/2011 ዓም ሰዓት 3:00 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩም

2 (Tin) tax identification number ዘለኩም

3 ኣብ ናይ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገብኩምን ክትኮኑ ይግባእ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo