ካብ ትልምን ፋይናንስን ንዳ/ዳ ርክብ ህዝቢ ታ.ቁ 4-00406 ት.ግ ሞዴል HZJ 75 ንዳ/ዳ/ምም/ር ፋይ/ መንግስቲ ታ.ቁ 4-01640 ት.ግ ሞዴል HZJ 76L ናይ መኪና መለዋወጢ አቅሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ

1 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 10/04/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ይዕፀው።10/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-415291/5159 ደዊልኩም ምሕታት ይኽእሉ።  

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo