ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር መጋረጃ ግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ።

ደደቢት ትካል ልቓሕነ ምዕቓሪን/ደደቢት ትፍልም/

1 ተጫረቲ ካብ ዘቅረብዎ ጠቅላላ ዋጋ 2% ናይ ጨረታ ውሕስና ሰነድ ብር 100.00 ብር ክትወስዱ ትኽእሉ።

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት 09/04/2011ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 23/04/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይዕፀው። 23/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ይኽፈት።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-400014 ደዊሎም ክሓቱ ይኽእሉ።   

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo