ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

ዝርዝር ንብረት

መለክዒ

በዝሒ

ነ/ዋጋ

ጠ/ዋጋ

1

Satellite p855

ናይ ቶሽባ ላፕቶፕ battery

Ea

02

2

Canon ir2202

ፎቶ ኮፒ ፓወር ሳፕላይ

Ea

01

3

Hp laser jet p2055

ፕሪንተር ፓወር ሳፕላይ

EA

01

4

Hp laser jet 400 m401a

ፕሪንተር ፎርማተር ቦርድ

Ea

01

5

1500watt

ስቴፕላይዘር

EA

06

6

1500watt

ዲፒኤስ/ባክኣፕ/

EA

06

7

40watt

ሶ/ልደሪንግ አየረን

EA

01

1 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 10/04/2011ዓ/ም ሰዓት 10:00  ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ይኽፈት።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416727 ደዊሎም ክሓቱ ይኽእሉ።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo