ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ማኑፋከቸሪንግ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፕሮሞሽን ምልላይ ስራሕቲ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

ዝርዝር መግለፂ

መለክዒ

በዝሒ

ነ/ዋጋ

ጠ/ዋጋ

1

ካብ22-27/04/11 ዓ/ም መዓልቲ ኤግዚቪሽን ባዛር ኣብ ኣብርሃ ካስትል ፊት ንፊት ጅንኣድ ዝረከብ ኣስፋልት ንትራፊክ ብዘየፀግም ኣብ ሓንቲ ኣስፋልት ን40 ማኑፋክቸሪንግ ከዳሉ ዝኽእል፤

-ን 40 ዘመናዊ ኬንዳ ፐላስቲክ 3*3ሜ/ካ

-ንሕድሕድ ፕላስቲክ ሓደ ወንበርን ጠረጴዛን 120*80 ሳ.ሜ

-ንኩሉ መብራህትን ናይ ኤሌክትሪክ ሲስተምን ዝሓዘ

-ንመኽፈቲ ዘድሊ ሪቫንን ካልኦት ምድላውን

-ናይ ፕሮሞሽን ስራሕቲ ምስ ሙዚቃ ከስርሕ ዝኽእል፤

- ንዋርድያን ፅሬትን ፀጥታን መኽበርትን ቀትርን ለይትን ዝቆፃፀሩ ባዕሉ ዘዳሉ፤

መዓልቲ

06

1 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 10/04/2011ዓ/ም ሰዓት 11:00 ተዓፅዩ ዕለት 11/04/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ይኽፈት።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408737/408501ደዊሎም ክሓቱ ይኽእሉ።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo