ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ክልል ትግራይ ናይ መኪና ኮንፈርት ቀዳማይ ደረጃ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ትግራይ

1 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 10/04/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ይኽፈት።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-424614 ደዊሎም ከሓቱ ይኽእሉ።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo