ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ኤች ኣይ ቪ ፖዚቲቭስ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ትግራይ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕል መካይን Brigestone ጥርሲ ዘለዎ ጎማ ማለት ውን

ቤት ፅሕፈት ጥምረት ኤች ኣይ ቪ ፖዘቲቭሰ ገበርቲ ሰናይ ትካላት

1 መፍለይ ዓይነት 265/70R15 TOYOTA Model 2012

2 መፍለይ ዓይነት 215/80R15 ወይ 215/R15C Nisan D22 ሓሓሙሽተ ብጠቅላላ 10 Brigestone ክዕድግ ይደሊ።

1 እቲ ጨረታ 27/12/2018 ኣ.ፈ ሰዓት 8:30 ድ.ሰዓት ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-415343/0914-750648 ደዊሎም ክሓቱ ይኽእሉ።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo