ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ኣፅቢ ን 2011ዓም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ኣፅቢ
  • · ቆፀርትን :ካልኦት ናይ ዓማዊል መሸጣ ዝዉዕል ፊትንግ
  • · ንመስመር ፅገና ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፊቲንግታት : HDP መጋገጠሚን
  • · ንናይ ኢድ መሳርሒ ዝዉዕል ንብረትን

በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዮ ሕጋዉያን ነጋዶ ነዞም ዝስዕቡ ረቀሕ ተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

1 ሕጋዊ ንገዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2011 ዓም ንግዲ ፈቃድ ዘሐደሰን ዘየምለሰ ፎቶ ኮፒን ዘቅርብ

2 ቲን ናምበር ዘለዎምን ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገበን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

3 ቫት ዝተመዝገበን ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2011 ዓም ቫት ድክለረሽን ዝገበርሉ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

4 ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ ዋጋ ቫት ሓዊሱ ክከዉን አለዎ በዘይ ቫት ንዝመለአ ምስ ቫት ሓዊሱ ዝመለአ ማዕለ ይወዳደር

5 ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይም ብጥረ ገንዘብ ቆፀርትን :ካልኦት ናይ ዓማዊል መሸጣ ዝዉዕል ፊትንግ ንመስመር ፅገና  ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፊቲንግታት : HDP መጋገጠሚን ንናይ ኢድ መሳርሒ ዝዉዕል ንብረትን 4000 ብር ብሽም ቤት ፅሕፈትና ክትሕዝ ዝክእል

6 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ዶክመንት ሰነድ ካብ ቤት ፀሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ አፅቢ ኣብ ጥቃ ኢትዮጰያ ንግዲ ባንክ ኮይኑ ቢሮ ቁፅሪ 03 ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር 100 ብር ብምክፋል ትወሰዱ ትክእሉ

7 ተጨራታይ እቲ ዐይነት ንብረት ብንፀር በቲ ዝወፀ specification ናይ ሐደ ዋጋ ጠቅለላ ዋጋን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ኣብ ዝተኣሸገ ፐስተ መሊኡ ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን ነንበይኑ ዓሺግኩም ኦርጅናል ኮፒን ተባሂሉ ኣብ ፖስታ ይፀሐፍ

8 እቲ ጨረታ ብዝትፋለለዩ ምክንያት ከዛበዑ ዝፍትኑ ተጨረቲ እቲ ቤት ፅሕፈት ከብ ጨረታ ወፃኢ ገይሩ ዘትሐዝዎ ትሕጃ ናብ መንግስቲ ካዝና አታዊ ብምግባር ንቀፃሊ ከይሳተፉ ይገበር

9 ተጫረቲ ድሕሪ ጨረታ ሰጥን ምክፋተ ጨረታ ኣይሳተፍን ምባል ኣይፍቀድን ከምኡ ንብዝበለ ዘትሓዞ ትሕጀ ናብ ቤት ፅሕፈትና ኣታዊ ብምግባር ንቀፃሊ ከይሳተፍ ይግበር

10 ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ ኮፒ ደኩመንት ኣብ ዝባን ዝተዓሸገ ፖስታ ሽሞምን ፌርሞአምን ማህተምን ከስፈሩ አለዎም

11 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ ን 30 መዐልቲ ይከዉን

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ከሊእ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን በሙሉእ ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

13 እቲ ጨረታ ዕለት ዕለት 5/04/2011 – 19/04/2011 ኩሉ ግዘ አብ ስራሕ ሰዓት

14 እቲ ጨረታ ዕለት ዕለት 19/04/2011 ልክዕ ሰዓት 5:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት 19/04/2011 ሰዓት 8:00 ተጨረቲ በዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ከምአወን ዝተማልአ ደኩመንት ኣብ ዝቀረበሉ ይክፈት

15 ኣብቲ ልዕል ኢሉ ዝተጠቀሰ ሰዓት ባዓሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረኪቦም ቤት ዕዩና ጨረታ ፐስተ ምክፋት መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

16 ናይ ቅሬታ ጥርዓን ዝቀርበሉ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ናይ ስራሕ ሰዓት ይከዉን

17 ዘሸነፈ ተጫራታይ ድሕሪ ናይ 3ተ ናይ ቅሬታ መዓልቲ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእልን ድሕሪ ዉዕሊ ምእሰር ድማ ኣብ ዉሽጢ 7ተ መዓልቲ ናብ ቤት ፅሕፈትና ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት አታዊ ዝገብር ክኮን አለዎ

18 ተጫራታይ እንተክኢሉ ኣብ ስቶር ከምዘሎ ብምርግጋፅ እንተዘይከይኑ ኣብ ቀረባ ዕደጋ ዝርከብ ምካኑ ብምርግጋፅ ይጫረት

0343400031/0914161243 0979387655 ይደዉሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo