ማሕበርልምዓትትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ማለትብጨረታ ኣወዳዲሩ ክትገዝእ ትደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ

ምልክታጨረታ

(ሞባይልን ናይ ፅሕፈት መሳርሕን)

 

ማሕበርልምዓትትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ማለት

 

ዓይነት ኣቅሓ

መለኪዒ

በዝሒ

1

እስክርቢቶ ሕብራዊ

ፓኬት

161

2

ዳፍተር ሉሕ

ቁፅሪ

2022

3

እርሳስ

ቁፅሪ

4044

4

ሞባይል

ቁፅሪ

182

5

ድጂታል ካሜራ

ቁፅሪ

08

 

ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክትገዝእ ትደሊ በዚ መሰረት ኣብዚ ዉድድር ክትሳተፉ እትደሊዩ ተወዳደርቲ

  1. ናይዘመኑንግዲፍቓድዘሐደሱ::
  2. ናይግብሪከፋልነትመፍለይቑፅሪ(TIN NO)መረዳእታከቕርቡዝኽእሉ::
  3. ናይቫትዝተመዝገብሉመረዳእታከቕርቡዝኽእሉ::
  4. ዝተሐደሰናይመቕረባይነትምዝገባመረዳአታከቕርቡዝኽእል::
  5. ናይጨረታመኽበሪቢድቦንድ ንፅ/መሳርሒ  2000 /ብር ክልተ ሽሕ/ ንሞባይል 10000 /ዓሰርተ ሽሕ/ ብቤትፅሕፈትማሕበርልምዓትትግራይሽምብ CPOከትሕዙዝኽእሉ::
  6. ዝርዝርናይጨረታሰነድብ ንፅሕፈት መሳርሒ ር 20.00 /ብር ዕስራ/ ንሞባይል 50 ብር   ብምኽፋልካብማልትቤፅሕፈትቑፅሪ 400  ክወስዱይኽእሉ::
  7. ተጫረቲናይጨረታሰነድንቢድቦንድንማሕተምገይሮምብኢንቨሎፕብምእሻግኣብናይስራሕሰዓትካብ ነሓሰ  4/2007 ዓ/ም ክሳብ ሮብዕ ነሓሰ 20 /2007 ዓ/ም :ድ /ስዓት  8:00   ኣብቤትፅሕፈትናቑፅሪ 400  ዝርከብናይጨረታሳፁንኣታዊክገብርይግባእ::
  8. ናይቲ ኣቅሓ ዝርዝር ድሌት መግለፂ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘቅርቦ ናይዋጋ መቅረቢ ቅጥዒ ወፃኢ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ተቐባልነት ይብሉን
  9. እቲጨረታሮብዕ ታሕሳስ  20/ 2007 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩሰዓት : 8:30  ድሕሪቐትሪ ኣብቢሮቑፅሪ  415  ኩሎምተጫረቲ ወይድማሕጋዊወኪላቶም ኣብዝተረኸብሉ ይኽፈት ::
  10.  ሰዓራይ ምስዓሩ ምስተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ከአቱ ዝኽእል:;
  11. ቤትፅሕፈትናዝሐሸመማረፂእንተረኺቡብኽፋልይኹንብሙሉእእቲጨረታናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ
  12. ንተወሳኪሓበሬታብስልኪቑፅሪ  0344  40  99 23  ምድዋልይከአልእዩ:;

መተሓሳሰቢሰዓርቲዝሰዓርዎፈርኒቸርናብቲቦታብናይባዕሎምትራንስፖርትየብፅሑ ::

 

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo