ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2011 ዓ/ም ዘበነ ትምህርቲ ኣብ ቤት ትምህርቲና ግልጋሎት ዝውዕሉ ፅሕፈት መሳርሒ ከብ መቅረብቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኒኮላስ ሮቢንስን ቤት ትምህርቲ

ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ እዚ ዘመን ዘለዎም

2 ወረቀት ምስክር ናይ መቅረባይነት ዘለዎ

3 ቲን ቁፅሪ ዘለዎ

4 ቲኦቲ /TOT/ ወይ ቫት /VAT/ ምዝጉባት ኮይኖም ሕጋዊ ደረሰኝ ዘቅርብ

5 ሰነድ ጨረታ ብር 30.00 ብምክፋል ካብ ቤት ት/ትና ተሓዚት ገንዝብ ምዕዳግ ይከአል።

6 ንመክበሪ ጨረታ ካብ ዘቅርብዎ ጠቅላላ ዋጋ 2% ስፒኦ ጥራሕ ክትሕዝ ዝክእል  ኮይኑ፣ አቲ ሰፒኦ ኣብቲ ውሽጢ ጨረታ ዝሓዘ ፖስታ ተዓሺጉ የቕርብ።

7 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 04/04/2011 ዓ/ም ክሳብ 15/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:15

8 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 15/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:15 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 9:30 ይክፈት።

9 ሰዓራይ ንዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ 2 ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ንብረት ክፍሊ የእትው።

11 እቲ ትካል እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ። እዚ ከም ውዕሊ ኮይኑ ከገልግል ይኽእል እዩ።

ኣድራሻና- ዓዲ ሽንዱሕን ህንፃ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ እትዉ ኢልካ እንትከዉን ስልኪ ቁፅሪ 0342-40138

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo