ቢሮልምዓትከተማንንግድንኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ኣብ 2008 ዓ/ም በጀትዓመት ናይ ንፅሕፈት መሳርሒ ግልጋሎት ዝዉዕሉብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩክዕድግ ይደሊ :: ስለዚኣብዚጨረታክትወዳደሩእትደልዩነጋዶዝስዕብረቆሓታትክተማልኡይግባእ::

ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዱስትርን ክልል ትግራይ

               ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ቢሮልምዓትከተማንንግድንኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ኣብ  2008 ዓ/ም በጀትዓመት ናይ ንፅሕፈት መሳርሒ ግልጋሎት ዝዉዕሉብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩክዕድግ ይደሊ :: ስለዚኣብዚጨረታክትወዳደሩእትደልዩነጋዶዝስዕብረቆሓታትክተማልኡይግባእ::

  1. ናይ2007 ዓ/ም በቲ ዘርፊ ዝተሓደስንግዲፍቃድክተቅረቡእትክእሉ  ::
  2. ናይግብሪከፋላይመለለይቑፅሪዝተመዝገብኩምን Tin  ሰርቲፊኬትክተቅርቡ እትክእሉ::
  3. ቫተ ሰርቲፌኬትን ዘለኩምን ናይወርሒ መጋበት 2007 ዓ/ም ዲክለርዝገበርክምሉ መረዳእታ እተቅረቡ::
  4. ናይ2007 ዓ/ምዝተሐደሰናይመቅረባይነትሰርትፈኬትእተቕርቡ እትክእሉ::
  5. ጨረታ ሰዓርቲ እንተኸይንኩም ካብ ዝአሰርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ መኽበሪ ዉዕሊ ብምሓዝ ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክትኣስሩ ትክእሉ::
  6. መወዳደሪደኩመንትስርዝድልዝዘይብሉሽምንኣድራሻንዘለዎናይቲትካልማህተምፌርማንክህልዎይግባእ::
  7. ተጫረትቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮልምዓት ከተማን ንግድንኢንድስትሪን  ክልል ትግራይ ከይዲ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ኮምፕሌክስ ህንፃ 1 ደብሪ ቁፅሪ 49 ዘይምለስ  30.00 /ሰላሳ ብር / ብምግዛእ ካብ 06/12/2007ዓ/ም ክሳብ20/12/2007 ሰዓት 9:00 ኣታዊ ምግባር ትክእሉ::
  8. ተጫረትቲናይጨረታዉሕስናምክባርብር5000.00 /ሐሙሽተ ሽሕ/ብርብ CPO ከትሕዙእትክእሉ::
  9. እቲጨረታዕለት20/12/2007 ዓ/ምልክዕሰዓት9:00 ተዓፂዩብተመሳሳሊዕለትሰዓት 9:30ኣብቢሮልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ከይዲስራሕ ዕዳጋንፋይናንስን ንብረትምምሕዳርን ኣብ ኮምፕሌክስ  1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 49 ተጫረትቲወይሕጋዊወከልቶምኣብዘለዉሉ ይክፈት::
  10. ቢሮናዝሐሸመማረፂእንተረኪቡብሙሉእኮነብክፋልናይምስራዝመሰሉዝትሐለወእዩ::
  • ንተወሳኪሐበሬታብስልኪቑፅሪ0344418589 / 408973 ደዊልኩም ክትረክቡና ትኽእሉ ምካንኩም ንሕብር ::

 

  •  

 

  •  

 

 

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo