ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ንዝተፈላለዩ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን

ስለዚ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረትቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

1 በቲ ዝተጠቀሰ ዘርፍ ንግዲ ፍቃድ ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሐደሰ  ዘለኩም::

2 ናይ 2010 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩም::

3 ቲን ካርድ መረዳእታ ዘለኩም::

4 ቫት ተመዝገበቲ ዝኾንኩም::

5 ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ዲክለራስዩን ዝገበርኩም::

6 ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሴርትፊኬት ኣተሓሒዙ ዘቅርብ::

7 ናይ ሕድሕድ ዓይነት ንብረት ቅድሚ ጨረታ ነቲ ጨረታ መኽበሪ 3000.00 (ሰለስተ ሺሕ) ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ባንኪ ዝተመስከረሉ ሲፒኦ ከትሕዝ  ዝክእል::

8 ናይቲ ሽያጥ ዝርዝር ዶኩሜንት ዘይምለስ 50.00 ብር (ሓምሳ ብር) ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን  ወረዳ ሓዉዜን ከ /ስ /ዕ /ንብ /ምም /ርን ቁፅሪ 01 ምዉሳድ ይከአል።

9 ካብ ዕለት 01/04/2011 ዓ/ም ጀሚሩ ዝርዝር ናይ ጨረታ ዶክሜንት ብምዕዳግ ኣብ ናይ ባዕልና ዝተዳለወ ዶክሜንት ብምምላእ ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን ነንበይኑ አብ ዝተፈላለዩ ፖስታ ዓሺግኩም ፊርማን ማህተምን ተገይሩሉ አብ ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ቁፅሪ 01 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ይእቱ ::

10 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 16/04/2011 ዓ/ም 8:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ሰዓት 8:30 ይከፈት ።

11 እቲ ዘይሰዓረ ተጫራታይ ናይ መኽበሪ ጨረታ ቢድቦንድ ሰዓራይ ምስተገለፀ ብመምርሒ ዕዳጋ መሰረት ይምለሰሉ::

12 እቲ ጨረታ ዝሰዓረ ሰብ በቲ ዝሰዓረ ዋጋ ከቅርብ ፍቃደኛ እተዘኮይኑ ዘትሓዞ ቢድ ቦንድ ናብ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይኸዉን::

13 ሰዓራይ ዉዕሊ ኣሲሩ ንበረት ኣታዊ ዘይገበረ እቲ ኣታዊ ዘይተገበረ ንብረት ብሕድሕድ መዓልቲ 1/1000 ተቀዒዑ እቲ ዝሰዓሮ ንበረት ኣታዊ ይገብር፤

14 ሰዓራይ ዝተገለፀሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 (ሓሙሽተ መዓልቲ) ተኸታተልቲ ዉዕል ዝአስር ፤

15 ሰዓራይ ኣብ ዝተገለፀሉ ቀሪቡ ዉዕሊ እንተዘይ አሲሩ ብመምርሒ ዕዳጋ መሰረት መከበሪ ጨረታ ዝቅፃዕ ምኻኑ ::

16 ሰዓራይ ንዝስዕሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ወረዳ ሓዉዜን ትልምን ፋይናንስ አጎዓዒዙ ዘቅርብ

17 ብመምርሒ መሰረት ኣብ እንዕድጎ እንዕድጎ ንብረት መጠን ፅሕፈት መሳርሒ 20 % ክንዉስክ ክንቅንስ ንክእል ኢና

18 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብምሉእ ወይ ብክፋል ነቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ብተለይ ኣብ ቀለም ፣እስክርፒቶ ኦርጅናል ዘቅርብ እስክርቢቶ ብሳምፕል መሰረት  ከቅርብ ዝክእል

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0346-670078

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo