ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት አብ ከተማ መቐለ ዝርከብ ኮሌጅ ፖሊስ ናይ ህንፃን ሓፁርን ንምስራሕ ብደረጃ BC 7 / GC 8 ልዕሊኡን ማለት ዳኣንት ዘይኾኑ ተኾናተርቲ ብግልፂ አጫሪቱ አወደዲሩ ከስርሕ ይደሊ።

ቢሮ ኮንስራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ

1 ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ : ንግዲ ምዝገባ ምስክር ወረቀት : ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝገባ ምስክር ወረቀት : ኮንስትርክሽን ፍቃድ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት : ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ናይ ቫት ድክለሬሽን ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ፣ ናይ መለለይ ቁፅሪ ምዝገባ መረዳእታ፣ ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ ስራሕ ተኮናተርቲ ዝተውሃብዎ ወረቀት ምስክር ዘለዎም፤

2 ከሎም ተጫረቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 01/05/2011 ዓ/ም ዘይምለስ 200.00 ዓ/ም ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክገዝኡ ዝክእል ኮይኖም።

3 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይድደማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ 01/05/2011ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:00 ቅ.ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 191 ይኽፈት።

ንተወሳኪ ሓበሬታ- ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ቢሮ ቁፅሪ 191 በኣካል ብምቅራብ ወይ ድማ ብቁፅሪ ስልኪ 0344-408775  

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo