ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ብዝተፈላለዩ ሞያታት ንመናእሰይ ኣብ ምስልጣን ከምዝርከብ ዝፍለጥ ኮይኑ ኣብዚ ዓመት ብዝተመደበሉ በጀት መሰረት ብምግባር መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ መሳርሒ ፅሬት፣ ናይ ማይ መሳርሒ ፣ መሳርሒ ኮንስትራክሽን ፣ መሳርሒ ኤሌክትሪክ፣ መሳርሒ ሕትመትን ኤሌክትሪክ ሞጎጎን ክገዝእ ስለ ዝደለየ ንክትወዳደሩ ብግልፂ ጨረታ ንዕድም።

ማእኸል መሰልጠኒ ቴክኒክን ሞያን ኣግበ

1 በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘለዎ

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ /tin No/ ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ 2011 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ

5 ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ቫት ዲክለር ዝገበሮ ከቅርብ ዝክእል

6 ብኣዋጅ መምርሒ ዕደጋ መሰረት ተመዝገብቲ ተወሳኺ እሴት ዝኾኑ ቲኦቲን ካልኦትን ብዝተቀመጠ ብርኪ መረዳእታ ዘለዎ፤ተወሳኺ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኾነ ተጫራቲ ዘቅርቦ ዋጋ ተወሳኺ እሴት ታክስ ዝሓወሰ ዘይሓወሰ ምዃኑ ኣመላኺቱ ተወሳኺ እሴት ታክስ ከምዘማልአ ይቁፀር።

7 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት 18/03/2011 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 02/04/2011 ዓ/ም 4:00 ቅ.ቀተሪ ኾይኑ ዘይምለስ ካብ 10-30 ብር ብምክፋል ሰነድ ካብ ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ  ደ/ከ/ስ/ፋይ/ዕ/ንምም/ ር/ ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 167 ክትወስዱ ትክእሉ።

8 መጠን መክበሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋገፀ  CPO ካብ 1000 - 1500 ብር ከትሕዝ ዝክእል

9 ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ሰነድ ተቀባልነት የብሉን

10 ናይ ሕድሕድ ዶክመንት ኦርጅናን ኮፒን ብክልተ /2/ ፖስታ ኣሺጉ ናብ ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ደ/ከ/ስ/ፋይ/ዕ/ንምም/ ር/ ንብረትን ናብ ዝተደለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእቱ ዝክእል፤

11 ሰዓርቲ ሰዓርነቶንም ምስ ተገለፀሎም ድሕሪ 3 ናይ ቅሬታ መዓልቲ በቲ ዝወፀ እስፐስፌከሽን መሰረት ዉዕል ዝኣስርን ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያን መፅዐንን መረጋፍን ፅሬት ዘለዎ ንብረት ናብ ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ዕለትን ከቅርብ ዝክእል ፅሬቱ ዘይሐለወ እንተኮይኑ ድማ በቲ ጨረታ መሰረት ተቀፂዖም እቲ ንብረት በቲ ዝወፀ ስፐስፌከሽን መሰረት አታዊ ይገብሩ።

12 ተጫረቲ ንጨረታ መክበሪ ዉዕል 10% ናይ ዝሰዓርዎ ዋጋ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ከትሕዙ ዝክእል፤

13 ኣብ ጨረታ ክጭበርብሩ ዝፈትኑ ነጋዶ ስጉምቲ ንወስድ ምኳንና ክምኡ እዉን ዘትሐዝዎ ናይ ጨረታ መክበሪ ገንዝብ /CPO/ ዝዉረስ ምኳኑ ምፍላጥ የድሊ።

14 አብ እዋን ምክፋት ጨረታ ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪል ክርከቡ አለዎም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ብዘይምርካቦም እቲ ጨረታ ንዘይ ምክፋት ኣይንግደድን።

15 እቲ ጨረታ ዕለት 02/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅ.ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሰሊ ዕለትን ሰዓትን 4:30 ኣብ ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ደ/ከ/ስ/ፋይ/ዕ/ንምም/ ር/ ንብረትን ቁፅሪ ቢሮ 167 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለዉሉ ይከፈት ።

16 ካሊእ ኣብ ኣዋጅ ቁፅሪ 255/ 2007 ብዘሎ ነዚ መተግበሪ ዝወፀ መምርሒ በዝኣዘዞ መሰረት ይፍፀም። ኣብዚ ዝሰፈረ ምስቲ ኣዋጅን መምርሒን ዝጓነፅ ቃል ከም መምርሒ ኮይኑ ኣየገልግልን።

17 ቤት ፅሕፈትና 20% ካብ ሕድሕድ ንብረት ናይ ምውሳክ ወይ ናይ ምቅናስ መሰሉ ሕልዉ እዩ።

18 ኣብዚ ጨረታ ንምስታፍ ንዝኮነ ሕጋዊ ነጋዳይ ክፍቲ ኮይኑ ኣብቲ ጨረታ ብቋንቋ ትግረኛ ብግልፂ ብፅሑፍ ክርዳእ ዝኽእል፤

19 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ።

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0345-591505/0914-845937/0948-536208 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo