ማሕበርመናአሰይትግራይንቤትፅሐፈትናግለጋሎትዝዉዕሉ ሳኒተሪ ኣቑሑትብግልፂ ጨረታአወዳዲሩ ክገዝእይደሊ

ማሕበር መናእስይ ትግራይ

ማሕበርመናአሰይትግራይንቤትፅሐፈትናግለጋሎትዝዉዕሉ ሳኒተሪ ኣቑሑትብግልፂ ጨረታአወዳዲሩ ክገዝእይደሊ  ::ስለዚኣብዙይክዳደሩዝተደሊዩሕጋዉያንነዚዝስዕብረቆሒእተማልኡንዕድም::

  1. ሕጋዊንግዲፍቃድዘለኩምናይዘመኑዝሐደስኩምንዘይምለስፎቶኮፒንዘቕርብ::
  2. ናይግብሪከፋሊመለለይቑፅሪቲንናምበርዘለዎዘይምለስፎቶኮፒንዘቕርብ::
  3. ዝተሐደሰመቕረብነትመለለይካርድዘለዎንዘይምለስፎቶኮፒንዘቕርብ::
  4. ናይ ህንፃ መሳርሒ ተወዳደርቲዝኮንኩምቫትዝተመዝገብኩም ናይዚወርሒ ድክለሬሽን ዝገበርኩምሉመረዳእታክተቕርቡእተክአሉ::
  5. መክበሪጨረታብር2000.00ስፒኣሕጋዉነቱካብዝተረጋገፀባንኪናብናይጨረታሳንዱቕምሰቲናይጨረታሰነድከእቲዝክእል::
  6. ጨረታዝጋወሐሉዕለት29/11/2007ዓ/ምጨረታዝዕፀወሉዕለት12/12/2007ዓ/ምሰዓት9:00ተዓሺጉበቲዕለትልክዕሰዓት9:30 ባዕሎምሕጋዊወኪሎምኣብዘለዉሉኣበማሕበርመናእሳይትገራይይኽፈት
  7. ሰነድጨረታካብማሕበርመናእሰይቢሮቑፅሪ14 ፍ/ን/ምም/ዳርንብር50እንኸፈልኩምኣብ ስራሕሰዓት ክተወስዱከምእትከአሉእናገለፅና ካብሎሚዕለት29/11/2007 ክሳብዕለት 12/12/2007ሽም"ኣድራሻፌርማ"ማህተምን ብመግባርነዚተባሂሉዝተዳለወሳንዱቅ ጨረታብዘተዓሸገፖስታናይቢሮቑፅሪ 14 አታዊይግበሩ::
  8. አሸናፊዝኮነነጋዳይንዘሸነፎዓይነትንበረትብናይባዕሉመጎዓዓዝያመ/ቤትናኣምፂኡከረክብዝከአልንእቲንብረትበቲዝወፀእስፐስፊኬሽንመሰረትትክከለኛምኮኑምሰተረጋገፀኣታዊገይሩገንዘብዝወስድን::
  9. መክበሪዉዕሊ10%ካብዘሸነፎዓይነትንበረትብCPOክተሕዝዝከአልንኣብዉሽጢ2ናይስራሕመዓልቲዉዕሊዝአስርን::
  10. ካብቲዝፍፀምግዝኢት  20%ምዉሳኽንምቕናስንዝከኣልምኮኑ::
  11. አብዚጨረታከጭበርብርዝሞከረነጋዳይካብጨረታዉጭከምዝከዉንንጨረታመኸበሪዘትሐዞገንዘብናብካዝናኣተዊኮይኑኣብካልኣትጨረታከምዘይሳተፍንብሕጊ’ ዉንተሐታቲ ምኮኑክፈልጥአለዎ::
  12. ልዕሊ 10000 /ዓሰርተሽሕ/ብርአሸናፊዝኮነነጋዳይ2%ዊዝሆልዲንግዝኸፍል::
  13. ዉዕሊመክበሪፀኒዑዝፀንሐሉብተከታታሊ መዓልቲይኸዉን::
  14. መ/ቤትናዝሐሸመማረፂእንተረኪቡእቲጨረታብመሉእይኹንብኽፋልናይምሰራዝመሰሉዝተሐለወእዩ::

 

 

 

 

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo