ኣብ ወረዳ ወርዒ ለከ ቤትፍርዲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፍርዲ ወረዳ ወርዒ ለኸ

ተ.ቁ

መግለፂ ንብረታት

መግለፂኡ

መዐቀኒ

በዝሒ

ናይሓደ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

መብርሂ

ብር

ሳን

ብር

ሳን

1

ኮምፒተር

DELL computer (disk top)ኦርጅናል

ብቁፅሪ

6

2

ፕሪንተር ሌዘር ጀት

80 aኦርጅናል

ብቁፅሪ

7

3

ስቴፕላይዘር

በዓል1000Wኦርጅናል

ብቁፅሪ

4

4

ላፕቶፕ

Model-pa3817u-IBRS/DC10.8v/ 10,8v=48wh Toshiba corporationኦርጅናል

ብቁፅሪ

8

5

ፎቶ ኮፒ ማሽን

Canon image runner 2318 ኦርጅናል

ብቁፅሪ

2

6

ቴሌቪዥን ምስ ዲሹ

Flat 32 Inch ኦርጅናል

ብቁፅሪ

2

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግብኦም ረቋሕታት

1 ተጫረቲ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኸፈሉን ናይ 2011 ዓ/ም ፍቓድ ንግዶም ቢቲ ዘርፉ ዘቅርቡን ዘሐደሱን ክኮኑ አለዎም

2 ተጫረቲ ኣብ መቕረባይነት ዝተመዝገቡን ናይ መቕረባይነት መለለይ ካርድ ከቅርቡ ዝኽእሉ

3 ተጫረቲ ናይ ከፈልቲ ግብሪ መለለይ /TIN/ ከቕርቡ ዝኽእሉ

4 ተጫረቲ ቫት ዝተመዝገቡን በቢወርሑ ናይ ግብሪ ኣካቢ ኣካል ቫት ዲክለር ዝገበሩ ምኻኖም መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኽበሪኦም ብጥረ ገንዝብ 3000.00 ብር ወይ ብዝተረጋገፀ ቼክ ስፒኦ ከትሕዙ ዝኽእሉ

6 ጨረታ ዘሸነፉ ተጫረቲ ዉዕል ንክኣስሩ ምስተኣወጀ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ቀሪቦም ናይ ዘሸነፍዎ 10% ዉዕሊ መኽበሪ ብምትሓዝ ዉዕሊ ናይ ምእሳር ግቡእ ኣለዎም

7 ሰዓርቲ መፅዓንን መራገፍን ሓዊሱ ብናይ ባዕሎም መጎዓዓዚ ናብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ኣታዊ ክገብሩ ዝኽእሉ

8 ዝተዳወ ሰነድ ጨረታ ነናይ ባዕሉ ዘርፊ ካብ ዕለት 17/03/2011 ዓ/ም ጀሚሮም ክሳብ 02/04/2011 ዓም ካብ ወርዒ ለከ ቤት ፍርዲ ክፍሊ ቁፅሪ 02 ዘይምለስ ብነፃ ብር ብምኽፋል ምዉሳድ ይኽእሉ፤

9 ጨረታ ዕለት 02/042011 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ 02/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ዝተረኸብሉ ኣብ ን ወ/ወ/ለኸ ክፍሊ ቁፅሪ 02 ዝኸፈት ይኸዉን።

10 ጨረታ ምስተኸፈተ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን20 ተኸታታሊ ናይ ስራሕ ማዓልታት ጥራሕ እዩ

11 እቲ ከይዲ ስራሕ ጨረታ ምስተከፈተ ከም ኣድላይነቱ ናይቲ ኣቕሓ መጠን ክሳብ 20% ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይኽእል

12 ፅሬት ኣቕሑት ኦርጅናል ኣቐሓ ብባዓል ሞያን ብኮሚቴን ብምርግጋፅ ቅቡል ዝግበር ይኸዉን።

13 ቤት ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo