ኮሚሽንፖሊስክልልትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ

ግልፂጨረታ

ኮሚሽንፖሊስክልልትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ተወዳደረቲከማልእዎዝግባእ

1 ተወሳኺእሴት/ቫት/ተመዝጋቢዝኾነወረሓዊድክለርዝገብርንመረዳእታኣታሓሒዙ ከቅራብዝኽእል::

2  ሕጋዊንግዲፈቓድዘለኩምንናይዚዓመትግብሪዝኸፈልሉመረዳአታከቕርብ::

3  ናይመቕረባይነትንግልጋሎትወሃባይነትንፈቃድከቅርብዝክእል ::

4 ናይግብሪከፋሊመለለይ/TIN Number/ኣታሓሒዙ ከቅራብዝኽእል::

  1.  ጨረታመኽበሪ
  • ናይ መኪና መቀያየሪ ኣቅሓ/ፊልትሮታት /   ብር 5,000.00 /ሓሙሽተ ሽሕ/ ብር ብሰፒኦ ከቅርቡ ዝክእሉ::

6 ተወዳደረቲንዝሸነፍዎንብረትኣብዉሽጢ 5 ተመዓልቲዉዕልምዕሳርዝክእል::

7 ተወዳደረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተነገሮም ዕለት ኣብዉሽጢ 10 መዓልቲ ብናይ ባዕሎም መጎጎዓዝያከቕርቡ ዝክእሉ::

8   ተወዳደረቲኣብዝመልእዎፕሮፎርማማህተምፊርማንሙሉእኣድራሻ ምስ ስለኪ ቑፅሪክገልፁዝኽእሉ::

9   ተወዳደረቲን ንሕድሕድሰነድ ብር 30.00  ብምኽፋል ወሲዶም ዝመልእዎ ጨረታ ካብ ዕለት 30/ 11 /2007 ዓ/ም  - 14/12/ 2007  ዓ/ም ቐትሪ ሰዓት  8:30 አብመ/ቤተናዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉዝኸእሉኾይኖምአብቲዕለትሰዓት 8:30  ተዓሺጉ ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብዝተረኸብሉይኽፈት::

10  ኮሚሽናዝሐሸመማረፂእንትረኪቡብኽፋልይኹንብሚሉእናይምስራዝመሰሉሕሉዉእዩ::

11 ኣብ ናይ ዋጋ መቅረቢ ዝተመልአ ዋጋ ጨረታ ካብ ዝተከፈሉ ዕለት ጀሚሩ ን10 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ

12   ንተወሳኺሐበሬታብስቐፅሪ   0344406577 ደዊሎምወይከዓ ብኣካልኮሚሽንፖሊስ ክልል ትግራይ ቢሮቑፅሪ 208 ቐሪቦምምሕታትይከአል::

 

 

 

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo