ከተማ ዕ/ሓሙስ ማይ ግልጋሎት ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ናይ ቤት ፅሕፈት ህንፃ ከስርሕ ስለ ዝደሊ ስፐስፊኬሽን ወሲድኩም ክትጫረቱ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር

ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ  

ንሳልሳይ ግዘ ዝወፀ ናይ ጨረታ ምልክታ

ከተማ ዕ/ሓሙስ  ማይ ግልጋሎት ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ናይ ቤት ፅሕፈት ህንፃ ከስርሕ ስለ ዝደሊ ስፐስፊኬሽን ወሲድኩም ክትጫረቱ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር

  • ናይቲ ዝወዳደርሉ ንግዲ ዘርፊ ናይ 2007 ዓ/ም ዝተሐደሰ  ንግዲ ፍቃድ አብ እዋን ጨረታ ዝክፈተሉ ኮፒ ዘቅርብ
  • ሰነድ መዐደጊ ዘይምለስ ብር 100 /ሐደ ሚኢቲ/ ጥራሕ ዝከፍል
  • ሰነድ ዝወሃበሉ ዕለት ምልክታ ካብ ዝጋወሐሉ ዕለት 01/12/2007 ዓ/ም ክሳብ  ዕለት 15/ 12/ 2007 ዓ/ም ንተከታታሊ 15 መዓልቲ
  • ጨረታ ሰነድ መረከቢ ግዜ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ኣብ 01/12/2007ዓ/ም ዝዕፀወሉ 15/12/2007 ዓ/ም ሰዓት 4:00
  • እቲ ጨረታ አብ ቢሮ ቁፅሪ 1 ዕለት 15/12/2007 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 400 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ከይኑ ግና ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም እንተዘይተረኪቦም ቤት ዕዩና ጨረታ ፖስታ ምክፋት መሰሉ ሕሉዉ እዩ
  • ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ዕ ሓሙስ ማይ ግልጋሎት ቢሮ ቁፅሪ 1
  • ጨረታ መክበሪ ብር 50,000  /ሓምሳ ሽሕ /ብሄራዊ ንግዲ ባንክ ዝፈቀደሎም ዝተፈለጡ  ባንክታት ዝወሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ ከትሕዝ ዝክእል
  • መተሓሳሰቢ ዝርዝር ናይ ጨረታ መምርሒ ምስ ናይ ጨረታ ሰነድ ንሽያጥ ምካና ንሕብር
     

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo