ማሕበር መናእሰይ ትገራይ ላፕቶፕ ኮምፒተርን ኣንቲ ቫይረስን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ማሕበር መናእስይ ትግራይ
ዝምልክተኩም ንግዲ ትካላት ፍቃድ ዘለኩም በዚ ዝስዕብ ናይ ጨረታ ረቑሓ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም።
1. ተጫረቲ ናይ መንግስቲ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዝሓደሱን ክኮኑ ኣለዎም።
2. ተጫረቲ ቫት ዝተመዝገበሉ ናይ ክፈልቲ ግብሪ መለለይ /ቲን/ ኣብ መቐረባይነት ዝተመዝገቡ ምዃኖም መረጋገፂ ክቕርቡ ኣለዎም።
3. ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኽበሪ ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ብር 5000.00 ምስቲ ሰነድ ኣታሓሖዙ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ክእቱ ኣለዎ።
4. ኣብ ጨረታ ዘሸነፈ ተጫረቲ ውዕሊ ክኣስሩ ኣብ ውሽጢ 5+ መዓልቲ ቐሪቡ ናይ ዘሸነፍዎ ብር 10% ብሲፒኦ ጥራሕ ውዕሊ መኽበሪ ብምትሓዝ ውዕሊ ናይ ምእሳር ግቡእ ኣለዎም፣ መፂኡ እንተዘይኣሲሩ ግና ዘትሐዞ ጨረታ መኽበሪ ይውረስ።
5. ተጫረቲ ናይቲ ጨረታ ኣሸናፊ እንተኮይቡ ዘሸነፎ ንብረት በቲ ዘኣረውዎ ውዕሊ በቲ እስፐስፊኬሽን መሰረት ከረክቡ ይግባእ።
6. ኣብቲ ጨረታ ብዘይ 2ይን 3ይ ዝኮኑ ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኽበሪ ጨረታ ዝሰዓሩ ኣካል ውዕሊ ምስኣሰረ ሽዑንሽዑ ይምለሰሎም።
7. ተጫረቲ ዝተጫረትሉ ዋጋ ብዝተኣሸገ ፖስታ ብምግባር ኣበ ዝተዳለዎ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ካበ ዝተጋወሐሉ ዕለት ዐሚሩ እስካብ ዕለት 16/10/2006 ዓ/ም ሰዓት 4፣00 ቅድሚ ሰዓት ኣብ ናይ ስራሕ መዓልቲ ክተእትው ትኽእሉ።
8. እቲ ጨረታ ሰዓት 4፡00 ቀድሚ ቐትሪ ተዓፅዩ ዕለት 16/10/2006 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ማሕበር መናእሰይ ትገራይ ይኽፈት።
9. ተጫረቲ ዘርብዎ ናይ መወዳደሪ ሐሓሳብ ወይ ዋጋ ነዙይ ተባሂሉ ተዳልዩ ኣብ ዝወሃቦም ቕ‑ዒ ጥራሕ ኮይኑ ስርዝ ድልዝ ናይቲ ተወዳደርቲ ማህተም እንድሕር ዘይብሉ ፈፂሙ ተቐባልነት የብሉን።
10. ተጫረቲ ቢሮ ቑፅሪ 14 መፂኢኩም ብር 20.00 ብምኽፋል ሰነድ ምግዛእ ትክእሉ።

ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረጺ ተረኪቡ እዚ ጨረታ እዚ ብሙሉእ ይኹን በከፊል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዮ።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo