ቤት ፅሕፈት ቀረብን ማይን ፈሳሲን ከተማ ራማ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ መሳርሕታት ቡንባ፣ ናውቲ ኣብያተ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ መቀያየሪ ኣቅሑት ብሽክሌታ፣ ዝተፈላለዩ መሳርሕታት ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፅሬትን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ቀረብን ማይን ፈሳሲን ከተማ ራማ

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ግብሪ ከፈላይ መለለይ ቁፅሪ ወይድማ ቲን ናምበር ወረቀት ምስክር ከቅርብ ዝክእል

3 ተወሳኪ እሴታ ታክስ ተመዝገብቲ ከይኖም ቫት ምዝገባ ወረቀት ምስክርን ናይ ወርሒ መስከረም 2011 ዓ/ም ሒሰብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 በቲ ዘርፊ መቅረባይት ተመዝገብቲ ምኮኖም ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር ከቅርብ ዝክእል 

5 ተጫረቲ ንዝተዳለወ ዝርዝር መምረሒ ጨረታን ሰነድ ጨረታን ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብቲ ቤት ፅሕፈት ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 02 ካብ 04- ክሳብ 20 ሕዳር 2011 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይክእሉ።

6 እቲ ጨረታ 20 ሕዳር 2011 ዓም ልክዕ ሰዓት 5:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 8:30 ድሕሪ ሰዓት ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀረብን ማይን ፈሳሲን ከተማ ራማ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 02 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት። ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይ ምርካቦም  ጨረታ ምክፋቱ ኣይተኣጎጎልን።

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ።

8 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0345-550280 /0932-048709 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo