ማሕበር ተከዘ 2009 ዓ/ሓ/መ/ አብ ክ/ከተማ ዓዲ ሓቂ ፍሉይ ሽሙ ሚዘር ሰፈር ካሬ ብሎክ 44 Gተ1 መንበሪ ኣብ 3ተ ስፕሊት ዝተገበረ ኮይኑ ማሻሻታን ኮለንን መሊእካ መሬት (ግራውንድ) ሓደ ግዜ ንምህዳም ብቅዓት ንዘለዎም ካብ ደረጃ 9 ንላዕሊ ዝኮኑ ደ.ኣ.ን.ትዓበይትን ተኾናተርቲ ብምዕዳም ናይ ጉልበት ማሽነርን ስራሕቲ ከጫረት ይደሊ።

ማሕበር ተከዘ

1 ተጫረትቲ እቲ ስራሕ ኣብ ውሽጢ 90 ካላንደር መዓልቲ ሰሪሖም ከጠናቅቁ ዝኽእሉ።

2 ተጫረቲ ኣድላይ ዘበለ ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣  ንግዲ ምዝገባ፣ ቲን ናምበር፣ ቫት ሰርቲኬት፣ ናይ ተኾናታራይነት ሰርቲፊኬት ፣ ኦርጅናልን ኮፒን ከቅርቡ ዝኽእሉ፤

3 ተጫረቲ ዝመልእዎ ጨረታ ሰነድ ኣብ ሕድሕድ ገፅ ናይ ባዕሎም ፊርማን ማህተምን  ዓሪፈዎ ብሸምዒ ዓሺጎም ክሳብ 12/03/2011 ዓ/ም  ናይቲ  ጨረታ ዝዕፀወሉ ሰዓት 7:30 ናይ ድ.ሰዓት ኣብ ሉሲ መናፈሻ ናብ ደቡብ ገፅ ኣብ ዘሎ  ከባቢ ከቀርቡ ይኽእሉ።

4 ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 12/03/2011 ዓ/ም  ሰዓት 8:00 ድሕሪ ሰዓት ሉሲ መናፈሻ ናብ ደቡብ ገፅ ኣብ ዘሎ ቦታ ከባቢ ይኽፈት።

5 ማሕበርና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ።

ሓበሬታ-

1 ዓይነት ውዕልና ፎርፌ (lump sump typist o contract)

2 ሽቦን ሚስማርን፣ታንከርን ኮንስትራክተርን የቅርብ።

3 ስቶር እንተነኣሰ 4*4*3 ሜትር ቁመት ኮንትራክተር የስርሕ።

4 ኤሌክትሪክን ሳኒተርን ማሕበር የስርሕ።

5 ዋርድያን ማይን ብማሕበር የቅርብ።

መጠቃለሊ ዋጋ

ተ.ቁ

ዝርዝር ስራሕ

መዐቀኒ

በዝሒ

ነፀላ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

1

መሸሸታ እምኒ ተኪልካ ምምላእ

ሜ/ካሬ

650

2

ኮለን 3.2 ሜትሮ ንውሓት ዘለዎ

ቁፅሪ

96

3

መደያየቢ ( ስቴር ኬዝ)

ቁፀሪ

20

4

ስላብ

ሜ/ካሬ

1300

5

መሸሸትያ ብዘይ እምኒ

ሜ/ካሬ

650

ድምር

ቫት15%

ጠ/ድምር

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo