ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ዓብይ ዓዲ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዝተፈላለዩ ዓቐን ዘሎዎም ዘገልገሉ ናይ ትቦታትን መገጣጥምን ናይ መኪና ጎማን ባትርን ከምኡውን መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።ዓዲ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዝተፈላለዩ ዓቐን ዘሎዎም ዘገልገሉ ናይ ትቦታትን መገጣጥምን ናይ መኪና ጎማን ባትርን ከምኡውን መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎ ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ዓ/ዓዲ

ስለዚ ክትጫረቱ  እትደሊዩ  ናብ ቤት ፅሕፈትና (ትካልና ) እቲ ንብረት ብኣካል ብምርኣይ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምኽፋል ከተማ ዓ/ዓዲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቀረብ መስተ ማይ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምርን ካብ ዕለት 10/03/2011 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 30/03/2011 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ዉሽጢ ሰነድ እናመፃእኹም ክትወስዱ ክትዕድጉ ከምእትኽእሉ እናገለፅና ተጫረቲ እዞም ነጥቢታት ከማልኡ ይግባእ::

1 ተጫራታይ ቅድሚ ሰዓራይ ምዃኑ ናይ ማይ ቱቦታትን መገጣጠሚታትን 3000.00 ቅርሺ መኸበሪ ጨረታ ከትሕዙ ኣለዎም።ንዝተረፉ ንብረታት ድማ 500.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝኽእል

2 ተጫረቲ ንዝጫረትዎ ንብረት ብፖስታ ብምዕሻግ ናብ ሳፁን ከእትው ኣለዎም።

3 ኣብቲ መምልኢ ሰነድ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ እንተኾይኑ ተቀባልነት የብሉን።

4 እቲ ምልክታ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ 10/03/2011ዓ/ም -30/03/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ናይ ቅ.ቀትሪ ክፍቲ ኾይኑ በቲ ግዜ ንሱ ልክዕ ሰዓት 4:15 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4:30 ይኽፈት።

5 ተጫራታይ እቲ ንብረት ሰዓራይ ተባሂሉ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሸጢ ሓሙሽተ ናይ ስራሕ መዓልቲታት  እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ የልዕል።

6 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብኽፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ::

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0923-303430 0914-043039 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ኣድራሻና ከተማ ዓብይ ዓዲ 03 ቐበሌ ንመስመር ሓዉዜን ዘዉፅእ መንገዲ ንርከብ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo